ምጾታት ዝበሃል መጽሓፍ ቺንዋ ኣቸበ፣ ንኦኮንክዎ ዝተባህለ ሓያል ሰብኣይ ኣማእኪሉ ብጥበብ ክልተ ንሓድሕዱ ዝተጠናነገ ዛንታት ብብልሕን ዓቢ ወንን ተነዲቑ ዝተጻሕፈ ልቢ-ወለዳዊ ድንቂ ኣፍሪቃዊ ጽሑፍ እዩ። ኣብ‘ቲ ቀዳማይ ክፋል ኦኮንክዎን ጥንታውያን ቀቢልኡን ወግዖምን ስርዓቶምን ጎሊሑ ተጻሒፉ ይርከብ። ኣብ‘ቲ ካልኣይ ዛንታ ግጭት ኣብ መንጎ ባህልታት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን፣ ምምጻእ ምስዮናውያን ምዕናው ዓለም ኦኮንውዎ ብጥንቃቐ ተንጸባሪቑ ኣሎ።
እዚ መጽሓፍ እዚ ኣብ ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ክኸውን እንከሎ፣ ኣብ ዓለማዊ ስነ-ጥበብ ድማ ብብዝሒ ተነባቢ ካብ ዝኾኑ ወንኻ ዘነቓቕሑ መጽሓፍቲ እዩ።
እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጽሑፍ ብሕጽር ዝበለ ኣብ ትሕዝቶን ዓይነትን መጽሓፍ ቺንዋ ኣቸበ ዝገልጽ፣ ኣብ ናይ ድሕሪት ገበር እዚ መጽሓፍ ይርከብ።
0.00
0 reviews
| 5 |
|
0 |
| 4 |
|
0 |
| 3 |
|
0 |
| 2 |
|
0 |
| 1 |
|
0 |
Categories
- JEWELLERY
- FRAGRANCES
- Kid
- SKIN CARE
- MENS
- WIGS
- MAKEUP
- KIDS
- HABESHA PRODUCT
- HAIR EXTENSIONS
- HAIR CARE
- FOODS
- WOMAN
- ELECTRICALS
- BOOKS
- Book Accessories
- Art & Photography Books
- Book Sets & Collections
- Science & Math Books
- Colouring Books
- History Books
- Literature & Fiction
- Biographies & Autobiographies
- Religion & Spirituality Books
- Poetry Books
- Blank Books
- Craft & Hobby Books
- Guides & How Tos
- Health & Fitness Books
- Calendars & Planners
- Reference Books
- Cookbooks
- Comics & Graphic Novels
- Children's Books
Tags
Related Products
ውርሻ ህጻናት/ Wrsha Qolue
19.99 €
5 መትከላት ሂወት 5 Metkelat Hiwet
16.99 €
ሓይሊ ራኢ/ Hayli Rae
16.99 €
ኣቶማዊ ልምድታት/ Atomawi Lmdtat
17.99 €
ዘየባትኽ ሕልሚ
18.99 €
ስሓ ውሽጢ/Sha Wshti
18.99 €
ስቕተኛ ውቅያኖስ Sqtenya Wqyanos
17.99 €













Reviews
There are no reviews yet.