5 መትከላት ሂወት 5 Metkelat Hiwet

16.99 

  Estimated Delivery: Fri, Dec 26 – Tue, Dec 30  (Excl Sun)

  Share

ድርሰት፡ ጂም ሮን ትርጉም፡ የማነ ኣብርሃ ገብረኣብ ንውጽኢታትካ መርምሮም ====================== ውጥንና፣ ፍልስፍናና፣ ኣጠማምታና፣ ጻዕርታትና ወይ ንጥፈታትና ምምሕያሽ ከም ዘድልዮምን ከም ዘየድልዮምን ንምስትውዓል፣ ዓሰርተ ዓመታት ምጽባይ ኣየዋጽኣናን እዩ። ሸለል ምባልን ምድንጓይን ብዙሕ ዋጋ ከኽፍሉና ይኽእሉ እዮም። ምዕባለ ወይ ዕብየት ብስሩዕ ኣገባብ ክዕቀን ይግባእ። ኣብ ልዕሊ’ቶም ቀንዲ መግለጽታት መዳያት ህይወትና እዋናዊ መርመራ ምግባር፣ ናይ ሓደ ሓላፍነታዊ ዝኾነ ኣተሓሳስባ መምዘኒ እዩ። ክንደይ ዝኣክል ንውጽኢታትና ክንምርምሮም ይግባእ ዝብል ሕቶ፣ ክንደይ ዝኣክል ርሕቀት ክንጓዓዝ ድልየት ኣሎና ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ዝምርኰስ እዩ። ጉዕዞና ብዝነውሐ ቁጽሪ፣ ንውጽኢታትና ዝያዳ ደጋጊምና ምምርማር ከድልየና እዩ። እንጓዓዞ ርሕቀት ቀረባ እንተ ኾይኑ፣ ብዝተወሰነ መጠን ካብ መስመር ምውጻእና ዘምጽኦ ለውጢ ኣይህሉን እዩ። ይኹን እምበር ዕላማና ነዊሕ ርሕቀት ምጓዓዝ እንተ ኾይኑ፣ ንእሽቶ ጌጋ ምፍጻም ካብ ሸቶታና ብብዙሕ መጠን ከም እንርሕቕ ክገብረና ይኽእል እዩ። ነዚ ንእሽቶ ጌጋ ደንጒና እንተ’ስተውዒልናሉ፣ ናብ’ቲ ዝነበርናዮ ቅኑዕ ኣንፈት ንምምላስ በርቲዕካ ምስራሕ ከድልየና እዩ። ምስ ምንዋሕ ግዜ፣ ናብ’ቲ ቅኑዕ መገዲ ናይ ምምላስ ድልየትና’ውን ክንኪ እዩ። ከም ውጽኢቱ ድማ ነቲ እንረኽቦ ንእሽቶ ውጽኢት ብምቕባል፣ ንሕልምታትና ክንጥንጥኖም ንኽእል ኢና 5 መትከላትህይወት

0.00
0 reviews
5
0
4
0
3
0
2
0
1
0
Be the first to review “5 መትከላት ሂወት 5 Metkelat Hiwet”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This field is required.

This field is required.

This field is required.

Reviews

There are no reviews yet.

Categories
Tags
My Cart
Wishlist
Recently Viewed
Categories
Wait! before you leave…
Get 30% off for your first order
CODE30OFFCopy to clipboard
Use above code to get 30% off for your first order when checkout
Compare Products (0 Products)
5 መትከላት ሂወት 5 Metkelat Hiwet

5 መትከላት ሂወት 5 Metkelat Hiwet

16.99 

Request a Call Back

    5 መትከላት ሂወት 5 Metkelat Hiwet

    5 መትከላት ሂወት 5 Metkelat Hiwet

    16.99 

    Ask a Question