ሰለይቲ ጊደዎን

24.99 €

  Estimated Delivery: Wed, Nov 04 – Mon, Nov 09  (Excl Sun)

  Share

ጎርደን ቶማስ

ትርጕም፤ ባስልዮስ ዘሞ

… ንርብዒ ዘመን ዝኣክል ብዛዕባ ትካላት ስለያ ጽሒፈ ኣለኹ። ካብዚ፡ እቲ ቐዳማይ ዝተማሃርክዎ ነገር እንተሎ፡ ምትላልን ምድንጋርን፡ ብልሽውና፡ ጸለመ፡ እምነት ኣብ ልዕሊ መንግስትታት ከም ዝጠፍእ ምግባር፡ ገለ ገለ ግዜ ድማ ቅትለት፡ እተን ቀንዲ መሳርሒታቶም ምዃነን እዩ። ወኪላት ስለያ፡ ንሓሶትን ዕርክነትን ንስርሖም ብዘርብሕ መገዲ ጥራይ ክጥቀምሉ እዮም ዝስልጥኑ። ወረጃ ዝበሃል ሰላዪ የሎን። ስራሕ ወራዙት ክሰርሑ’ውን ኣይድለን እዩ። ኣሉ ምባል’ውን ኵሎም ዝጥቀሙላ ጥበብ እያ።

***

እዚ ዛንታ’ዚ መንግስቲ፡ ብኸመይ ይሰርሕ ዘነጽር እዩ። ኣብ ትካላት ስለያ ዝርከቡ ብኣጻብዕቲ ዝቝጸሩ ሰባት ከመይ ገይሮም ንፖሊሲታት መንግስታቶም ይውስኑ፣ ህዝቢ ዘንበረሎም እምነት ብምጥላም፡ ስልጣኖም ብዘይ ግቡእ ተጠቂሞም ህዝባዊ ተሓታትነት ዘይክተል ማእለያ ዘይብሉ ስርሒታት የካይዱ፣ ንመራኸቢ ብዙሓን ከም ዝደለዩዎ ገይሮም እናጠምዘዙን እናሓሰዉን ንህዝቢ የታልሉ ተርኢ። ካብኡ ብዘይንእስ፡ እዚ ዛንታ’ዚ ዛንታ ውግእ ምዃኑ፡ ግን፡ እቲ ውግእ ብጀነራላት ኲናት ዘይኮነ በቶም ኣብ መዝሓሊ ኣየር ዘሎዎ ምሹው ቤት-ጽሕፈታት ኮፍ ዝበሉ፡ ስቅያት ደቂ ኣዳም ቅጭጭ ዘይብሎም ውሑዳት ሰባት ከም ዝካየድ ዘጒልሕ ዛንታ እዩ።

0.00
0 reviews
5
0
4
0
3
0
2
0
1
0
Be the first to review “ሰለይቲ ጊደዎን”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This field is required.

This field is required.

This field is required.

Reviews

There are no reviews yet.

Categories
Tags
My Cart
Wishlist
Recently Viewed
Categories
Wait! before you leave…
Get 30% off for your first order
CODE30OFFCopy to clipboard
Use above code to get 30% off for your first order when checkout
Compare Products (0 Products)
ሰለይቲ ጊደዎን

ሰለይቲ ጊደዎን

24.99 €

Request a Call Back

    ሰለይቲ ጊደዎን

    ሰለይቲ ጊደዎን

    24.99 €

    Ask a Question